ሓፈሻዊ ሆስፒታል ኾሮም ነዞም ዝተፈላለዩ ኣቅሓ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ1 ኣቁሑት ፅሬት፣2 መሳርሒ ሕትመት ፣ 3 ኣቅሑት ኤሌክትሪክ ፣4 ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣5 ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቁሐት ፣6 መሳርሒ ፅሕፈት፣ 7 ናዉቲ ሕክምናን ኣፋዉስን ፣8 ዕጥቂስፖርት/ማልያን ታኬታ ጫማን/ ፣ 9 በርበረን ቅማማ ቅመምን ፣ በበዚ ዝምልከቶም ዘፈር ስራሕ ፍቃድ ካብ ዘሎዎም ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 24, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: ኮረም
  • Bid Opening Date: የካቲት 24, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 4,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ናይ መድሓኒት ምህርቲ/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/ ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ንዝርከባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና/ስፔር ፓርት/ ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሓሙስ የካቲት 5, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 18, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 18, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 15,000
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ደደቢት ትካል ልቃሕን ዕቋርን ጨንፈር ኩሓ ናይ ሰራሕተኛታት ዓመታዊ ደንቢ ክዳነ ኮትን ስረን ሸሚዝ ቆቢዕ ናይ አወዳር ኣጋላት ካራቫት ፣ ካልስን ፣ ጋዎንን ግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 7, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 7, 2012 4:02 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ናይ ስፔር መቕረብቲ ኣቅሑትብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 5, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 5, 2012 4:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንናይ ቤት ፅሕፈት ጥዕና፣ ሃርድ ቶፕ መኪና ጌጣጌጥ ኣይል ፊልተርን ፈዩል ፊልተርን ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘረ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ደኣንት ደኣንት ከ/መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ግዚኢት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክንዕድግ ንይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2012 11:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 3:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ኣርኣያ ዘርሁን ናይ ስነ-ፅባቐ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2012 3:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 4:00 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/

ንኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደንቢ ኽዳን ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 4, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 6, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: የካቲት 6, 2012 4:02 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/