ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ ሓ.ዝተ.ው.ማሕበር ዘገልገለ ሪሳይክል 2 ሚኢቲ ሽሕ ኪ.ግ /ታርጂ 50 ሺሕ ኪ.ግ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ተጫረትቲ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ። ስለዝኾነ እዚ ዝስዕብ ረቋሒታት ዘማልኡ ታጫረትቲ ንክጫረቱ ይዕድም።

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 3, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 4, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 2%
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዳንሻ ካብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ዝተፈላለዩ ዓይነት ኣጎልጎት ዝህቡ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ ካብ ሕጋዉያን ነጋ ኣጫርቱ ክዕድግ ይደሊ

  • Posted Date: ረቡዕ የካቲት 25, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 10, 2012 3:00 Morning (closed)
  • Location: ዳንሻ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 10, 2012 3:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኣብ ከተማ ዉቅሮ ዝርከብ ማእከል ምርምር ስልጠናን ፍትሕን ሕግን ኣግአዚ ቢሔራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ማሽነሪ ፣ ኤሌክትሮኒክስ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 14, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: ዉቅሮ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 14, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 50.00
  • Tender Category ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኒዉ ሚሊኒየም ዪኒቨርስቲ ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናይ እስቴሽነሪን ኮምፒተርን ብጨረታ ክገዝእ ይደሊ

  • Posted Date: ሰሉስ የካቲት 24, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: የካቲት 30, 2012 8:30 Morning (closed)
  • Location: መቐለ
  • Bid Opening Date: መጋቢት 1, 2012 9:00 Morning
  • Bid Bond: 5%
  • Bid Document Price: 0.00
  • Tender Category ኮምፒተርን ተዛመድቲ / ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ጨ/ከ/ል/ን /ኢንድትሪን ከተማ ደራ ከ/ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ናይ ደገ መብራህቲ ፓዉዛ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶዝኮንኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 23, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 7, 2012 4:00 Morning (closed)
  • Location: Dera
  • Bid Opening Date: መጋቢት 7, 2012 4:30 Morning
  • Bid Bond: 5,000.00
  • Bid Document Price: 100.00
  • Tender Category ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/

ኮሌጅ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ሓዉዜን ንትካልና ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቑሑት ማለት እዉን ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት፣ ናይ ህንፃ መሳርሕን ፣ኣዉቶሞቲብን ኣቅሑትን፣ ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

  • Posted Date: ሶኒ የካቲት 23, 2012 (over 6 years ago)
  • Closing Date: መጋቢት 8, 2012 8:00 Morning (closed)
  • Location: ሓዉዜን
  • Bid Opening Date: መጋቢት 8, 2012 8:30 Morning
  • Bid Bond: 0.00
  • Bid Document Price: 30.00
  • Tender Category ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/