https://tenders.milkta.com/am/tenders/display/9805
ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዳትሪ ትግራይ ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዙ ናይ ኒሳን ሞዴል ZNA መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት /ሹኪት/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ታሕሳስ 9, 2012 (ከ 6 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:00
  • ቦታ:መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ዓርቢ ታሕሳስ 10, 2012 04:30 ጥዋት
  • ምድብ: መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

1 በዚ ዘርፊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቕረባይነት ፣ ቲን ካርድን

2 ኣብቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

3 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ኮርፕሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንድስትሪ ትግራይ ፊት ንፊት ዓብይ ንግድ ባንክ ሞሞና ህንፃ 8ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 803 ካብ ዕለት 07/04/2012ዓ/ም ክሳብ 10/04/2012 ዓ/*ም ሰዓት 4፡ 00 ንጉሆ ምዉሳድ ይክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 10/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4፡30 ይክፈት

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብመሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቁፅሪ 03 42 41 76 69