አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::
  • የተለቀቀበት ቀን: ረቡዕ ነሓሰ 21, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን/
  • Print
  • Pdf

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ፅሕፈት መሳርሒ ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት::

  • ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 /ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም::

  • ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ::

  • ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::

  • ተጫረቲ ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጨቅላላ ዋጋ 2% ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ድማ ብጥረ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል::

  • ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 /ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል::

  • ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 20/12 /2006 - 27/12/2006 /::

  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 6:00::

  • ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 27/12/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ (ማሕበር ደቂ አንስተዩ ዋና ቤት ፅሕፈት) ዝክፈት ይኸዉን::

  • ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

 

"ምስ ሰላምታ "

ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ

መመለስ
የጨረታ ምድብ