አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ኣቁሕት ማለት "ወንበር "ጠረጼዛን ቁምሳጥንን ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሓምለ 23, 2006 (ልዕሊ 11 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ነሓሰ 1, 2006 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ደ/ሰዓት
  • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ንቤት ፅሕፈት  ግልጋሎት ዝዉዕሉ ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ  ኣቁሕት ማለት "ወንበር "ጠረጼዛን  ቁምሳጥንን ካብ ሕጋዊያነን ነጋዶ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት
ሕጋዊ ፈቃድ ዘለኩምን ናይ 2006 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስኩም
ብዝወፀ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት ክተቕርቡ ትክእሉ
ሰዓራይን ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ኣሲሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል
ተጫረቲ  ቅድሚ ፖስታ ምክፋቶም ጨረታ  መክበሪ ናይ ዝእተዉዎ ጨቅላላ ዋጋ  5% ብዝተረጋገፀ ወይ ድማ  ብጥለ ገንዘብ አብቲ ዕለት ጨረታ ዝክፈተሉ ከትሕዝ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ብር 50.00 /ሓምሳ ብር/ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዩ ትግራይ ካልኣይ ደበሪ ዝተዳለወ ዝርዝር ሰነድ ክዕድግ ዝክእል
ጨረታ ሰነድ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 23/11 /2006 - 30/11/2006 ዓ/ም
ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 30/11/2006  ዓ/ም ሰዓት 6:00
ጨረታ ሳንዱቅ ዝክፈተሉ ዕለት 30/11/2006 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣበ ዝተለከብሉ ኣበ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ (ማሕበር ደቂ አንስተዩ ዋና ቤት ፅሕፈት) ዝክፈት ይኸዉን
ቤት ፅሕፈትና  ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
      
                                    "ምስ  ሰላምታ "
                         ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ አ / ማ 

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s