ኣብ ከተማ መቐለ ከተማ ሓድነት ቀበሌ 18 በዓል ፎቕ ገዛ ማይ መብራህቲ ዘለዎ ናይ መኪና ፓርኪንግ ዘለዎ ማደኣት ከተካሪ ትደሊ።
  • የተለቀቀበት ቀን: ሓሙስ ሰነ 12, 2006 (ከ 10 ዓመታት)
  • መዝግያ ቀን: ሰሉስ ሰነ 17, 2006 06:00 ከሰአት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሰሉስ 5, 2005 06:00 ከሰአት
  • ኮንስትራክሽን/
  • Print
  • Pdf
ዝህቦ ግልጋሎት
ንቤት ፅሕፈት
ንክሊኒክ
ንንግዲ ትካል
ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 11/10/2006 ዓ/ም ይኸውን
ናይ ጨረታ ሳንዱቕ ዝዕሸገሉ 16/10/2006 ዓ/ም ሰላት 6፡00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት 16/10/2006 ዓ/ም ሰዓት 8፡30
ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ዝኽፈት ይኸውን
ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኹቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ እቲ ገዛ ዝርክበሉ ክፍለ ከተማ ሓድነት ናይ ቀበሌ 18 ናይ መስከረም ሆስፒታል ኣስፋልት መንገዲ ወዲእኻ ናብ ኮብልስቶን ክተኣቱ መስቀለኛ መንገዲ።
መመለስ
የጨረታ ምድብ