ምልክታ ፕሮፎርማ
ቢሮ ማሕበራዊ ጉዳይን እግሪ ምትካልን ክልል ትግራይ ነዞም ስዒቦም ዝተዘርዘሩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦
| ተ.ቁ | ዝርዝር ንብረት | ፓርቲ ናምበር | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | ኮምፒተር ወረቐት A4 80A | 1ይ ደረጃ | ብደስጣ | 40 | |||||
| 2 | ፕሪንተር ቀለም | 1ይ ደረጃ 80A | ቁፅሪ | 14 | |||||
| 3 | ፕሪንተር ቀለም | 26A | ቁፅሪ | 2 | |||||
| 4 | ፕሪንተር ቀለም | 59A | ቁፅሪ | 4 | |||||
| 5 | እስክርቢቶ ቀይሕ | 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 1 | |||||
| 6 | እስክርቢቶ ሰማያዊ | 1ይ ደረጃ | ፓኬት | 1 | |||||
መተሓሳሰቢ
➢ ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቓድ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት IIN No ኮፒ ከቅርቡ። እዚ ፕሮፎርማ እዙይ ካብ ዕለት 12/08/2018 ዓ/ም እስካብ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ቢሮ ኣታዊ ምስ ኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 14/08/2018 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ድማ ይኽፈት።
➢ እዚ ፕረፎርማ እዙይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቐሰ ዝርዝር መሰረት ምቅራብ ናይ ሕድሕድ ዋጋ ክምላእ ኣለዎ።
➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ዝርዝር እስፐሲፊንክሽን መሰረት ኾይኑ ኣብ ዉሽጢ 4' መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል።
➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሌክስ ናይ ሓባር ህንፃ ፣ ህንፃ 1/Block 1/ ኣብ 1ይ ደብሪ እዩ።
➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ'ዩ።
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-41-76-37 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል እዩ።
ድሕሪት