1 ናይ ዘመኑ 2018 ዓም ንግዲ ፍቃድ ዝሐደስኩም : መለለይ ከፋላይ ግብሪ ዘለዎ : ፍቃድ መቅባይነት
2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ቫት ዲክላሬሽን ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ክተቅርቡ እትክእሉ
3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ 27/6/2018 ዓም ጀሚሩ ሰነድ ናይ ኣቅሑት ቢሮ ዘይምለስ 1000 ብር : ሞተር ሳይክልን ድማ 500 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
5 ናይ ጨረታ ንኣቀሑት በሮ 10000 ቅርሺ : ንሞተርሳይክል 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ቼክ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል
6 ጨረታ እቲ ጨረታ 12/7/2018 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት 12/7/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ንጉሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
7 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት በዘይ ምርካቦም ሰነድ ጨረታ ከይተከፈተ ዝተረፈሉ ኩነታት ኣይህሉንፀ
8 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክል ፖስታ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ድማ ኮፒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
9 ተወዳዲሮም ዘሸነፍዎ ንብረት ቀዳማይ ደረጃ ክከዉን አለዎ
10 መረዳእታ ሰነድ ማለት ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ መቅረባይነት ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምስክር ወረቀት ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓም ወርሓዊ ፀብፃብ ወይ ዲክላሪሽን ኣብ ጨረታ ሳነዱቅ ምስ ሰነድ ጨረታ አተሓሒዙ ዘይቅረበ ተወዳዳራይ ካብ ጨረታ ወፃኢ ይከዉን
11 ብወደደር አሸናፋይ ዝኮነ ትካል ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ዕቅባ ንብረት ከረክብ ዝክእል
12 ናይ ጨረታ መከፈቲ መዕፀዉን ባዕል እንተዉዒሉ ኣብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰዓት ዝክፈት ይከዉን
13 ቤት ዕዩና ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
14 ቤት ዕዩና አብ ዘዉፆም ንብረት 20 ሚእታዊ ነፀላ ዋጋ ክዉስክ ወይ ክቅንስ መሰል አለዎ
15 ኣድራሻና ኣብ ዋና ብት ፅሕፈት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ትልምን ባጀትን ዕድጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914414232 0914747482
ድሕሪት