አብ ኢትዩያ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስትያን ሃገረ ስብካ ዓዲግራት ማሕበርዊን ልምዓትን መተሓባበሪ ቤት ፅሕፈት ደርሁት: ቐለብ ደርሁትን : ሞተር ሳይክልን ማልቲፐርፐዝ ቆጣቢ እቶን (ትክክል) ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ምዝገባ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

3 ናይ እሴት ታክሲ ምዝገባ ሰርተፊኬት VAT/TOT ከቅርብ ዝክእል

4 ናይ ግድብ ላይ ምዘገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

5 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ ጨረታ መክበሪ ቦንድ 2% ካብ ጠቅላላ ዋጋ ናይቲ ንብረት ከትሕዝ ዝክእል

7 ዋጋ ክመለኡ ከለዉ እቶም ላዕሊ ዝተጠቀሱ መረዳእታት ምስ ዋጋ መምለኢ ቅጥዒ ሓቢሩ ኣብ ፖስጣ ዓሺጉ ከቅርብ ዝክእል

8 ኣብ እዋን ክፈሊት ንሕድሕድ ፕሮጀክት ፈሊዩ ሕጋዊ ደረሰኝ ናይ ቫት ወይ ናይ ትኦቲ ክቆርፅ ፍቃደኛ ዝከነ

9 ኢቲ ዘሸነፎ አካል ንብረት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣብ ጨረታ ዘሸነፈሉ ዕለት ጀሚሩ 10ተ መዓልቲ(delivery time) ናብ ከቅርብ ዝክእል እነተዘይኣቅሪቡ ንጨረታ መክበሪ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ

10 ድልየት ዘለዎም ተጫረቲ ናይ ንብረት ሰነድ ዘይምለስ ብር 50 ብምክፋል ካብ ዕለት 4/12/2008 ዓም እስካብ 16/12/2008 ዓ/ም ካብ ADSC መቐለ ኦፊስን ካብ ኣድግራት ዕድጊት ከፊሉ ናይቲ ትካል ምዉሳድ ይከኣል

11 እቲ ጨረታ ብ ዕለት 18/12/2008 ዓም ንጉሆ ካብ ሰዓት 3:30 - 4:30 ኣብ ዝተዘጋጀወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ የእቱ ካብ 4:30 ደሓር ዝመፀ ከምዘይተኣነገድ ብምሕበር ልክዕ ብ 4:31 ኣብ ቅድሚ ተጫራታይ ተዓፂዩ ብ 16/12/2008 ዓም ሰዓት 5:00 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ኣድራሽ እቲ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎዉ ይክፈት

12 ቤት ፅሕፈትና ነዚ ዝሐሸ ጨረታ ብክፋል ወይም ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ
  • ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (26)
    • ኮንስትራክሽን (301)
      • ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (553)
        • የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (74)
          • ግብርና (198)
            • የግንባታ እቃዎች (1266)
              • ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (234)
                • ማማከር (41)
                  • ትምህርትና ስልጠና (27)
                    • ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (393)
                      • ምግብና መጠጥ (175)
                        • እግድ (56)
                          • ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (19)
                            • ፈርኒቸር (230)
                              • ጠቅላላ ስራዎች አገልግሎት (27)
                                • ስጦታዎች እና እደ-ጥበብ (2)
                                  • ጤና (41)
                                    • የቤት ዕቃዎች (44)
                                      • ኢንሹራንስ (1)
                                        • የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (182)
                                          • መሬትና ሊዝ (3)
                                            • ጥገና (81)
                                              • የህክምና ዕቃዎች (63)
                                                • መኣድና የተፈጥሮ ሃብት (4)
                                                  • የቢሮ እቃዎችና የፅህፈት መሳሪያዎች (268)
                                                    • ማሸግያ መጠቅለያ እና ወረቀቶች (3)
                                                      • ፎቶግራፍና ፊልም (6)
                                                        • የህትመት ስራዎች (110)
                                                          • የማስታወቅያ ስራዎች (11)
                                                            • ኪራይ (213)
                                                              • ሽያጭ (333)
                                                                • የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (40)
                                                                  • የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (627)
                                                                    • የስፖርትና ትጥቅና ተዛማጅ እቃዎች (44)
                                                                      • ቴሌኮምኒኬሽን እቃዎች (13)
                                                                        • ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (286)
                                                                          • የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (100)
                                                                            • የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (166)
                                                                              • መጋዝን (25)
                                                                                • እንጨት እና የእንጨት ስራ (76)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (88)
                                                                                    s