ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከምዝስዕብ ይኸውን
  • የተለቀቀበት ቀን: ሰሉስ መስከረም 7, 2017 (13 ቀናቶች)
  • መዝግያ ቀን: ሶኒ መስከረም 13, 2017 04:00 ጥዋት (ተዘጋ)
  • የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:100.00
  • ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ሶኒ መስከረም 13, 2017 04:30 ጥዋት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • Print
  • Pdf

ግልፂ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ናይ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ንቢሮ ግልጋሎት ዝውዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝርዝሩ ከምዝስዕብ ይኸውን

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቛሕታት

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይ 2016 ዓ.ም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ምስ ፎቶ ኮፒ ዘቐርብ

2. Tin Number ዘለዎ ኣብ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ዘይምልስ ፎቶ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል

3. ቫት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢን ቦንድ ሕጋውነቱ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ 5000 ብር/ሓሙሽተ ሕ ብር/ ብሽም ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ክትሕዝ ዝኽእል

5. ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ደኩመንት ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ምልሻ ክልል ትግራይ ኣብ ዳ ተክለሃይማኖት ቤተክርስትያን ፊት ንፊት ኮሚሳራት/ ቢሮ ቑፅሪ 25 ካብ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምም/ርን ዘይምለስ ብር 100 / ሓደ ሚኢቲ ብር/ ኸፊሉ ይወስድ

6. ተጫረቲ በቲ ዝወፀ Specification መሰረት ናይ ሓደ ዋጋን ጠቕላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኦርጅናልን ኮፕን ኣብ ዝተኣሸገ ፖስታ መሊኡ የቕርብ

7. ኣሸናፊ ዝኾነ ተወዳዳሪ ንዘሽነፎ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ቢሮና ኣምፂኡ ከረክብ ዝኽእል

8. መኸሪ ውዕሊ 10% ካብ ዘሸነፎ ዓይነት ንብረት ቕድሚ ውዕሊ ምእሳሩ ክትሕዝ ዝእልን ውዕሊ ዓሲሩ ንብረት ኣታዊ ዝገብር

9. ቢሮ ካብ ዝፍፅሞ ዕድጊት 20% ምውሳኽን ምቕናስን መሊኡ ምስራዝን ዝኽእል ምዃኑ

10 ኣብዚ ጨረታ ክጭበርብር ዝፈተነ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወፃኢ ምግባርን ናይ ጨረታ መኽበሪ ዘትሐዞ ገንዘብ ናይ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ኮይኑ ኣብ ካልኦት ጨረታ ከምዘይሳተፍ ብሕጊ ተሓታቲ ምዃኑ ክፈልጥ ኣለዎ

11. ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ዕለት ካብ 06/01/2017 ዓ.ም ክሳብ 13/01/2017 ዓ.ም ይኸውን

12. ጨረታ ዝዕሸገለ ዕለት 13/01/2017 ዓ.ም ሰዓት 4:00 ተዓሸጉ ሰዓት 4:30 ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት

13. ብመምርሒ መሰረት Vat 15% ዊዝ ሆልድ 2% ክኸፍል ምዃኑ ነፍልጥ

14. ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ ተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ንዝበለፀ ሓበሬታ 0929827411 /0914000654 ምሕታት ይከኣል እዩ

መመለስ
የጨረታ ምድብ