- በቲ ዘርፊ ናይ 2007 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ
- ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
- ወረቀት ምስክር ተወሳኪ እሴት ታክስ ከቅርብ ዝክእል
- ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለዩ ቁፅሪ ዝሓዘ
- መክበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል
- ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 25 ሕዳር 2008 ዓም ክሳብ 4 ታሕሳስ 2008 ዓም ኣብ ምምሕዷር ፋይናንስ እቲ ቤት ትምህርቲ ኣብ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል
- ሳንዱቅ ጨረታ 5 ታሕሳስ 2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 3፡00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብቲ ቤት ትምህርቲ ይክፈት
- እቲ ቤት ትምህርቲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወ አዩ::
- ዝሰዓረ ኣካል ናብቲ ቤት ትምህርቲ ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ ኣምፂኡ ከረክብ ዝክእል
ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914169832/ 0348749017 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ