የዓዳ ሐቂ ክፍለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ተወዳደርቲ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ መቅረባይነት ቲን ቁፅርን መረዳእታ ከቕርቡ ኣለዎም

2 ኣብቲ ፕሮፎርማ ማህተም ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት4፡00 ይኸዉን

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 11/03/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 37 28