ኢዛና መዓድን ልምዓት ኩባንያ

 ስለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘረዘሩ ረቃሒ ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ በቲ ስራሕ ዘርፊ ንግድ ፍቃድ ዘለዎም ቲን ናምበር ዘለዎም ቫት ተመዝጋባይ ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስ ጨረታ ሰነድ ኮፒ ከተሓሕዝ ይግባእ

2 ንሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ 50 ብር ብምክፋል ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 3 ምርካብ ይካኣል

3 ጨረታ ዝወፀሉሉ ዕለት 13/02/2012ዓ/ም ሰዓት 6፡00 ናይ ቀትሪ

4 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 25/02/2012 ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ሰዓት ይክፈት

5 ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344 40 87 80