የትግራይ ብሔራዊ ክልላዊ መንግስት ቴክኒክና ሙያ ትምህርትና ስልጠና ቢሮ

1 ናይ 2011/12 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለኩም

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቐት ዘቕርብ

4 ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኑኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ከተቅርቡ እትክእሉ ናይ ወርሒ ሓምለ ወርሒ ነሓሰ 2011 ሒሳብ ዝገበርኩምሉ መረዳአታ

5 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኮይኖም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 21 መዓልቲ ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ናብቲ ቢሮ ከተረክቡ እትክእሉ

6 ነጋዶ ናይ መወዳደሪ ዶክሜንትኩም ናይቲ ዋጋ መምልኢ ቅጥዕን ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ዘለዎ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ዝተዓሸገ ኢንፖሎብ ፓስታ ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምህዳርን ቢሮ ቁፅሪ 333 ካብ ዕለት 22/01/2012 ክሳብ ዕለት 07/02/2012 ሰዓት 8፡00 ወሲድኩም ዋጋ ኣሽጉኩም ከተቅርቡ እትክእሉ ምካንኩም

7 ተጫረቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ ንመኪና ጎማን ኣቅሑትን 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል

8  እቲ ጨረታ ዕለት 07/01/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 8፡30 ኣብ ቢሮ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ክልል ትግራይ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ምም/ር ተጫረቲ ወይ ሐጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት፡፡

9 ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0344-403447 ምድዋል ይከኣል፡፡