ስሑል ኣጠቃላይ ሆስፒታል

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም፤

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም፤

3 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎምን

4 ን 1 ተሓካ ኣብ መዓልቲ ቅርሲ ምሳሕ፣ ድራር ፣ መበገሲ ዋጋ ብ 18 ትሕቲኡን ዉዕል ኣሲሩ ክሰርሕ ዝደሊ

5 ብናይ ሆስፒታልና ገዛ ማይ መብራህቲ ካብ ባዕልና

5 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ምግባር ኣይፍቀድን ከምእዉን ኣብ ሰነድ ጨረታ ማህተምን ፊርማን በዓል ዋና ወይድማ ተጫራቲ ክህልዎ አለዎ። ካብቲ ዝተቀመጡ ዝርዝር መረዳእታ ወፃኢ ክተቅርብ ምፍታን ኣብዘይ ዘፈር ንግድኻን ምውድዳርን ካልኦት ጨረታ ዘዛብዕ ፈተነ ምፍታን ዘይፍቀድ ምዃኑ ዝርዝር መረዳእታ ከይተለወጠ እዚ ትካል ብዘውፀኦ መሰረት ዘቅርብ፤

6 ንመክበሪ ጨረታ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብሲፒኦ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ 5000 ቅርሺ ከትሕዝ ዝክእል፤

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 20.00 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ሆስፒታል ሱሑል ክፍሊ ቁፅሪ 34 ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምዉሳድ ይከኣል::

8 ጨረታ ዝፀንሓሉ እዋን 06/01/2012 ዓ/ም 21/01/2012 ዓ/ም 3:00 ድሕሪ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክ/ቁፅሪ 34 ደ/ከ/ስ/ዕ/ምም/ር ንብረትን ምእታው ይከኣል። ብተመሳሳሊ ዕለትን ብተመሳሳሊ ሰዓትን ድማ ይዕሸግ።

9 ጨረታ ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ሆስፒታል ስሑል መአከቢ ኣዳራሽ ኣብቲ ዕለት ማለት 21/01/2012 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ድሕሪ ቀተሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት።

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ/ቁ /03 44 44 25 60 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::