በትግራይ ክልል ጠቃቅንና አንስተኛ የከተማታት ልማትና ምግብ ዋስትና ኤጀንሲ

1 በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

3  ንተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዘገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬትን ናይ ወርሒ ሰነ ቫት ዲክሊሬሽን ከቕርብ ዝኽእል

4 በቲ ዘርፊ ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበምካኑን ዝተሓደሰ ምስክር ወረቀት ዘለዎ

5 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታን ሰነድ ጨረታን ዘይምለስ 50.00 እናከፈሉ ካብ ኤጄንሲ ዳሬክትሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ካብ ዕለት 13/12/2011 ክሳብ 28/12/2011 ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ብ ኣካል ብምቅራብ ዝተዳለወ ሰነድ ምዉሳድ ይክእሉ

6 ዝቀርብ ሰነድ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ኦርጅናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብ ዝተዓሸገ ክቀርብ ኣለዎ

7  መኸበሪ ጨረታ 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ

8 ጨረታ ዕለት 28/12/2011 ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት 4፡00 ቢሮ ቁፅሪ 10 ተጫረቲ ነወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘ ለወሉ ይክፈት

9 ኤጄንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 63 ደዊልካ ምሕታት ይካአል