የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ድ/ት/ፍራቻ  R.H

81150-60411

01

2

ድ/ት/ፍራቻ L.H

81560-60331

01

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ /ቲንቁፅሪ/ ፣ መቅረባይነት ሴርቲፊኬት /ምዝገባ / ኮፒ ሰነድ ከቅርብ ዝክእል

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/12/2011ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/12/2011ዓ/ም 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

3. ፕሮፎርማ ዕለት 17/12/2011ዓ/ም ሰዓት 3፣00 ዝክፈት ይኸዉን

4. ኣድራሻና ኣብ ኣግኣዚ ኦሬሽን ህንፃ 1ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 034 ጥቃ እ/ማርያም ቤተ ክርስትያን እዩ

5. ንዝበለፀ ሓበሬታ በስልኪ ቁፅሪ 0342408757 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል