የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ናይ ኒሳን መኪና ጎማ ምስ ካላማደርያ

245/70 R16 s 107

ቁፅሪ

05

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተምን ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 14/12/2011 ክሳብ ዕለት 16/12/2011 ዓም ሰዓት 11:00

3 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 17/12/2011 ዓም ናይ ንጉሆ ሰዓት 3:00

4 ኣድራሻና ጥቃ እንዳማርያም ቤተክርስትያን ሓዱሽ ህንፃ ኦፕሬሽን አግዛኢ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 034

5 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342408757