መስፍን ኢንዱስትሪያል ኢንጂነሪንግ ኋ/የተ/የግ/ማህበር

1 ተጫረቲ ተዛማዲ ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ናይ ንግዲ ስራሕ ፍቃድን ናይ ግበሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅርን ኦርጂናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምትሓዝ ናይ ጨረታ ዝርዝር/ሰነድ/ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ምዉሳድ ይክእሉ።

2 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ዋጋ ብሰምዒ ዝተኣሸገ ፖስታ ኣብ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/08/2019 ዓ/ም.ፈ ክሳብ 3/09/2019 ዓ/ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት 8:00 ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ነዚ ኣብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ክእትዉ ይክእሉ።

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ (ሲፒኦ) ብር5,000.00 (ሓሙሽተሽሕ ብር) ብዝተዓሸገ ፖስታ ምስ ናይ ጨረታ ደኩመንት ብምትሕሓዝ ክእትዉ አለዎም :: ብፖስታ ዘይተዓሸገ (CPO) ተቐባልነት የብሉን።

4 እዚ ጨረታ ዕለት 03/09/2019 ዓ.ም.ፈ ድሕሪ ሰዓት ልክዕ ሰዓት 8:00 ሰዓት ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ መቐለ ቤት ፅሕፈት ኣብ ዝርከብ መኣከቢ ኣዳራሽ ዝክፈት እንትኮን ሰነዶም ዝተማልአ እንተኮይኑ እንተዘይተረከቡ እዉን እቲ ጨረታ ሰነድ ዝክፈት ይከዉን

5 ኩባንያና መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ 251 930413111 ወይ 044406803 ይደወሉ