የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ተ.ቁ

ዓይነት ንብረት

መፍለዩ

መለክዒ

በዝሒ

1

ቢሮ ሌክስ

ኦርጅናል

ባኬት

20

2

ንእሽተይ ማስታወሻ

ቁፅሪ

1000

3

ማርከር ማእከላይ

ብባኬት

10

4

ፍሊፕ ቻርት ናይ ወፀፃኢ

ፓድ/ጥቅልል

21

1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፈላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ቁፅሪ ፣ መቅረባይነት ሰርትፊኬት ኮፒ ሰነድ ዘቅርብ

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 6/12/2011 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 8/12/2011 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተመሊኡ ክቀርብ ኣለዎ

3 ፕሮፎርማ ዕለት 9/12/2011 ሰዓት 3፡00 ዝክፈት ይከዉን

4 ኣብ ፕሮፎረማ ሰነድ ማህተም ክግበረሉ ኣለዎ

 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 42 40 87 57 ደዊልካ ወይ ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይካኣል