የመቐለ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1ይ ደረጃ ናይ በሪ ማዕፆ ,በዝሒ: 40

ናይ ጠረዼዛ ድረወር መፍትሕ ክልተ ግዘ ተቆላፊ, በዝሒ:30

1 እዚ ፕሮፎርማ ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ድ/ቀትሪ ይዕፆ

2 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 18/10/2011ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ይክፈት፡፡

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501 ምድዋል ይከኣል፡፡