ኩሓ ሆስፒታል

1 ተጫረቲ ብነፀላ ዋጋ እንተይኮነስ ጠቅላላ ብሓደ ግዜ ከልዕል ዝክእል፤

1 ኣባይቲ ርሑስ ባህርዛፍ ቆሪፅካ ምሻጥን ኮይኑ እቲ ባህርዛፍ ክቁረፅ እንተሎ ኣብ ኵሓ ሆስፒታል ውሽጢ ዘሎ ኤሌክትሪክ መብራህቲ ካልኦት ዝበላሸው ነገራት ከይበላሸው ናይ ባዕልኩም ሓላፍነት ትወስዱ፤

2ደረቅ ዕንፀይቲ ዝተቆራረፀ ዝተኣከበን ስለዘሎ መፂእኩም ብምርኣይ ምግዛእ ትክእሉ፤

3 ናይ 2011ዓ/ም ውሱን ጨረታ ዘገልገለን/ዝኣረገን ንብረት ናይ መኪና ኣቅሑት ዘገልገለን ዝኣረገን ዝ/ዩ ንብረት ንምጭራት ስለዝደለየ ኣብ ኵሓ ሆስፒታል መፂእካ ብምርኣይ እቲ ዝጫረት ንብረት መፂእካ ብምርኣይ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ምውሳድ ይከኣል፤

4 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሕሉው እዩ፤

5 እቲ ውሱን ጨረታ ካብ 30/07/2011ዓ/ም ክሳብ 14/08/2011ዓም ሰዓት 4:00 መዕፀዊ መክፈቲ ሰዓት 4:30

6 ሲፒኦ ወይም ብጥረገንዘብ 5000.00 ብር ከትሕዙ ዝክእሉ፤

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-420221 ምድዋል ይከኣል፤