አክሱም እርሻ ምርምር ማእከል

ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል።

1 ተጫረቲ ንእትወዳደርሉ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስታ ኣብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋየናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ካብ 19 መስከረም 2008 ዓ/ም ክሳብ 4  ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዘ ከእትዉ ዝክእሉ።

2 እቲ ጨረታ 4 ጥቅምቲ 2008 ዓ/ም  ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30  ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ  ወይንከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 ንዝበለፀ መምርሒ ተጫረቲ ምስ ሰነድ ጨረታ ሓቢሩ ስለ ዝሽየጥ  ምርኣይ ይከኣል

4 እቲ ማእከል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ  0347752274   ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል።