ኮረም ሆስፒታል

1 ተጫረቲ በቲ ዘፈር ስራሕ ናይ 2011 ዓ/ም ግብሪ ከፊልኩም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ከቕርቡ ዘኽእሉን፤

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2011 ወርሒ ታሕሳስ ደከለር መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉ፤

3 በቲ ዘፈር ንግዲ ዝተመዝገብኩምሉ ቲን ናምበር ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎምን ከቕርቡ ዝኽእሉን፤

4 ሰነድ ጨረታ ካብ 02/06/2011ዓ/ም ክሳብ 17/06/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ኣበ ኮረም ሆስፒታል ፋይናንስ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምኽፋል ምውሳድ ይከኣል። መከበሪ ጨረታ 4000.00 ቅርሺ ብሲፒኦ ወይ ብጥረገንዘብ ብምትሓዝ ኣብ ኮረም ሆስፒታል ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ይገብሩ።

5 ሰነድ ጨረታ 17/06/2011 ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተረከቡ ኣይተረከቡ ብዝይገድስ ሰዓት 4፡30 ኣብ ሆስፒታል ኮረም ይክፈት፤

6 ተጫረቲ ኣብ ዝወሰድዎ ሰነድ ጨረታ ሕቶ እንተሃሊዎም ጨረታ ንምክፋት 3 መዓልቲ ክተርፎ ከሎ እንተቅሪቦም ሕቶኦም ተቀባልነት የብሉን።

7 ኣብ በዝሒ 20% ናይ ምውሳኽን ምቅናስን መሰል ሆስፒታልና ዝተሓለወ እዩ።

8 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0345-510059 /0914-751209 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል