የቆላ ተምቤን ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 እዚ ፕሮፎርማ ካብ 08/05/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ንጉሆ ክሳብ 13/05/2011ዓ/ም ሰዓት 8:00

2 እዚ ፕሮፎርማ 13/05/2011ዓ/ም 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ኣብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ንግዲ ማሕበራት መቐለ ይኽፈት።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-460583/0116/0052 ምድዋል ይከኣል።