የትግራይ ወጣቶችና እስፖርት ቢሮ

1 ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/04/2011ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 24/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ፕሮፎርማ ምውሳድ ይከኣል።

2 ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 24/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ንጉሆ እቲ ፕሮፎሮማ ይኽፈት።

 ብስ.ቁፅሪ 0344-408887 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል።