በትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስት የኢንፎርሜሽን ኮሙዩኒኬሽን ቴክኖሎጂ አጀንሲ

1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 8:30 ይዕፀው። 10/04/2011 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-4000527 ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።