ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ |
1 | ካብ22-27/04/11 ዓ/ም መዓልቲ ኤግዚቪሽን ባዛር ኣብ ኣብርሃ ካስትል ፊት ንፊት ጅንኣድ ዝረከብ ኣስፋልት ንትራፊክ ብዘየፀግም ኣብ ሓንቲ ኣስፋልት ን40 ማኑፋክቸሪንግ ከዳሉ ዝኽእል፤ | -ን 40 ዘመናዊ ኬንዳ ፐላስቲክ 3*3ሜ/ካ -ንሕድሕድ ፕላስቲክ ሓደ ወንበርን ጠረጴዛን 120*80 ሳ.ሜ -ንኩሉ መብራህትን ናይ ኤሌክትሪክ ሲስተምን ዝሓዘ -ንመኽፈቲ ዘድሊ ሪቫንን ካልኦት ምድላውን -ናይ ፕሮሞሽን ስራሕቲ ምስ ሙዚቃ ከስርሕ ዝኽእል፤ - ንዋርድያን ፅሬትን ፀጥታን መኽበርትን ቀትርን ለይትን ዝቆፃፀሩ ባዕሉ ዘዳሉ፤ | መዓልቲ | 06 |
1 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት ካብ ዝወፀኣሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 10/04/2011ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ ዕለት 11/04/2011ዓ/ም ሰዓት 3:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት።
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0342-408737/408501ደዊሎም ክሓቱ ይኽእሉ።