ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስነ ወረዳ ራያ ዓዘቦ

ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ነዞም ቀፂሎም ዝተዘርዘሩ ረቋሕታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

1 ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን በቲ ዘፈር ዝተመዝገበ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ  ዘለዎን ፣ዝተሐደሰን መቅረባይነት ዘቅርብ

2 ተመዝጋቢ ቫት ዝኮነ ብእዋኑ ፀብፃብ ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

3 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 15/03/2011 ዓ/ም ክሳብ 29/03/2011 ዓ/ም ይከዉን

4 መክበሪ ጨረታ 5,000 ቅርሺ  ብጥረ ገንዘብ ወይ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምኽፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ሶኒ ክሳብ ዓርቢ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ምዉሳድ ይከኣል

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 30/03/2011 ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡00 እዩ። ጨረታ ዝኸፈተሉ 30/03/2011 3፡30 ባዕሎም ወይ ሕጋዉያን ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ይከዉን።

7 ሰዓራይ ኣካል 10% ውዕሊ መከበሪ ከትሕዝ ዝክእል

8 እቲ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክእስረ ዝክእል

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።