የትግራይ ክልል ሴቶች ማህበር

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረቋሕታት

1 ናይ 2010ዓ/ም ግብሪ ዝከፈሉን ናይ ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱን

2 ቫት ተመዝገብቲ ዝኾኑ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 20.00 ክዕድግ ዝኽእል

4 ናይ ዘእተዎ ዋጋ 2% ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝኽእል

5 ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ካብ ዕለት 04/03/2011ዓ/ም -13/03/2011 ዓ/ም ይከውን።ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ ክፍሊ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ዘሎ ዕለት ተጫረቲ ብኣካል ብምምፃእ ናይ ጨረታ ሰነድ ምውሳድ ትኽእሉ ኢኩም።

6 ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዕለት 13/03/2011 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 10:00 ኾይኑ ዝኽፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና 2 ደብሪ  ክፍሊ ፋየናንስን ምምሕዳርን ዝኽፈት ይኸውን።

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስረዝ መሰል ኣለዎ።