የዉቕሮ ከተማ መጠጥ ዉሃ ኣቅርቦት ፅሕፈት ቤት

1 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ

2 ቫት ዝተመዝገቡን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቅርብ ዝኽእል ናይ ዝተጫረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2 ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብኽልተ ፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብ፤

3 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብናይ ጨረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ ብር 50.00 ብምግዛእ ናይ ጨረታ ሰነድ መኸበሪ ኮምፒተር ፕሪንተርን ብር 3000.00 ፣ንቱቦታትን መገጣጠምታትን መሳርሕን ቆፀርትን ብር 6000.00 ብሲፒኦ ጥራሕ ከትሕዙ ዝኽእሉ

4 ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝኽእልን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቅሮ ከምዝፅእ ዝኽእል

5 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 16/02/2011 ዓ/ም -05/03/2011 ዓም ኩሉግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅ.ሰዐት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይከኣል።

6 ጨረታ ሰነድ ትቦታትን መገጣጠምታትን ቆፀርትን ዝዕሸገሉ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 06/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለውሉ እንትኸውን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

7 ጨረታ ሰነድ ኮምፒተርን ፕሪንተርን ዝዕሸገሉ ዕለት 07/03/2011ዓ/ም ሰዓት 3:30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 07/03/2011 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶ አብ ዘለውሉ ኮይኑ እንተዘይሃልዮም ውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

8 ኩሎም ዓይነት ንብረታት 25% ዘሸነፈ ንብረት ናይ ምውሳኽ ወይ ምቅናስ ንኽእል ምዃና

9 ቤ/ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ 0344-430053/0914-783604 ምድዋል ይከአል