የደቡብ ምስራቅ ዞን ፍትህ ቢሮ

1 ናይ 2011 ዓ/ምዝተሐደሰሕጋዊንግዲፍቃድቲንተመዝጋቢምካኑመረዳእታዘቅርብመቅረባይነትፍቃድዘለዎ

2 ካብዕለት 05/02/2011 ዓ/ምጀሚሩ ካብ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤትፅሕፈት ብምዉሳድ ዋንኡን ፎቶኮፒን ናይ ጨረታ ሰነ ድአብፖስታብምእሻግናይተጫረቲሽምንፊርማንማህተምንብምዕራፍአብቢሮቁፅሪ 38  ዝተዳለወሳንዱቅምእታዉይከኣል

3 ካብዕለት 05/02/2011ዓ/ምጀሚሩ ካብ ዝወፅኣሉ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዞባ ደቡብ ፍትሒ ቤት ፅሕፈት ምውሳድ ይከኣል።

4 መክበሪጨረታብር 1500 ብጥረገንዘብወይምስፒኦከትሕዝዝኽእል

5 እቲጨረታዕለት 19/02/2011 ዓ/ምሰዓት 8:30 ተዓፅዩሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲናይዝሰዓርዎንብረትጠቅላላዋጋ 10% መክበሪዉዕሊብባንኪወይገንዘብየትሕዙ

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይዅን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ።

ንተወሳኪሐበሬታብቝፀሪስልኪ 0347 -77 771271/0347-771393/0914-112135 ምሕታት ይከኣል።