ትግራይ ዉሃ ሥራዎች ኮንስትራክሽን ኢንተርፕራይዝ

1 ብዘርፉ ናይ 2010 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ክተሓሓዙ ትኽእሉ

2 ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒን ዘቐርብዎም መወዳዳሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ

3 ናይ ወርሒ ሓምለ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቐርቡ እትኸእሉ

4 ጨረታ መኽበሪ 3000.00 ብCPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ክትሕዙ ትኽእሉ

5 ዝቐረበ ዝርዝር ፅገና ንምሰራሕ ኣሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሸጢ 5 መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሮም ስራሕ ክጅምሩ ዝክእሉ

6 ጨረታ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08/01/2011 ዓ/ም -22/01/2011ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት

7 ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ አዩ።

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁፅሪ 0344-418556 ዓዲሓቂ ደደቢት ማይክሮፋይናንስ ዝርከብ ናይ ጉድአት ኣካል ህንፃ 4 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 9 ምርካብ ይከኣል ። 

ተ.ቁዓይነት ፅገናመጠን በዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1 ዝርዝር ፅገናታት
1.1 ናይ ተስሓቢ ቑልፊ ብናይ ባዕሎም ምቅያርብቑፅሪ1
1.2 ናይ ተስሓቢ ቑልፊ መፍትሒ ምቅራፅ
1.3ናይ ተሽካርካሪ ወንበር ሃይድሮሊክ ምስትኽካል
1.4ናይ ተሽከርካሪ ወንበር ክሪሎ ብናይ ባዕሎም መለዋወጢ ምቕያር
1.5ናይ ፋይል ካቢኔት ቁልፊ ብናይ ባዕሎም ቁልፊ ምቕያር
1.6ፋይል ካቢኔት ምፅጋን
1.7 መቅመጢ ወንበር ምፅጋን (ምብያድ)
1.8ተስሓቢ ቁልፊ ሰርቪስ ንምግባርን ምፅጋንን
1.9ሸልፊ ቁልፊ ምቅያር
1.10ሸልፊ ቁልፊ ምፅጋን
1.11ጠረቤዛ ምፅጋን
1.12ማዕፆ ምፅጋን
1.13ናይ ማዕፆ ቑልፊ ምቅያር
2ሓዱሽ ንብረት ተዓዲጉ እንትኣቱ ፅሬቱ ምርግጋፅ
2.1ወንበር
2.2ጠረቤዛ
2.3ሸልፍ
2.4ፋይል ካቢኔት