ን ካልኣይግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ
ማሕበርመናአሰይትግራይንቤትፅሐፈትናግልጋሎትዝዉዕሉናይኤጋ ቆርቆሮ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩክዕድግይደሊስለዚኣብዙይክዳደሩዝተደሊዩሕጋዉያንነዚዝስዕብረቆሒእተማልኡንዕድም::
- ሕጋዊንግዲፍቃድዘለኩምናይዘመኑዝሐደስኩምንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ናይግብሪከፋሊመለለይቑፅሪ/ቲንናምበርዘለዎዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ዝተሐደሰመቕረብነትመለለይካርድዘለዎንዘይምለስፎቶኮፒንዘቕርብ::
- ናይቆሮቆሮኣቕሑተወዳደርቲዝኮንኩምቫትዝተመዝገብኩምናይዚወርሒድክለሬሽንዝገበርኩምሉመረዳእታክተቕርቡእተክአሉ::
- መክበሪጨረታብር5000.00ስፒኣሕጋዉነቱካብዝተረጋገፀባንኪናብናይጨረታሳንዱቕምሰቲናይጨረታሰነድከእቲዝክእል::
- ጨረታዝጋወሐሉዕለት19/09/2007ዓ/ምጨረታዝዕፀወሉዕለት30/09/2007ዓ/ምሰዓት9:00ተዓሺጉበቲዕለትልክዕሰዓት9:30ባዕሎምሕጋዊወኪሎምኣብዘለዉሉኣበማሕበርመናእሳይትግራይይኽፈት::
- ሰነድጨረታካብማሕበርመናእሰይቢሮቑፅሪ 14 ፍ/ን/ምም/ዳርንብር50 እንኸፈልኩም ኣብ ስራሕሰዓትክተወስዱከምእትከአሉእናገለፅና ካብሎሚዕለት19/09/2007ክሳብዕለት 30/09/2007ሽም "ኣድራሻፌርማ "ማህተምንብመግባርነዚተባሂሉዝተዳለወሳንዱቅ ጨረታብዘተዓሸገፖስታናይቢሮቑፅሪ 14 አታዊይግበሩ::
- አሸናፊዝኮነነጋዳይንዘሸነፎዓይነትንበረትብናይባዕሉመጎዓዓዝያመ/ቤትናኣምፂኡከረክብዝከአልንእቲንብረትበቲዝወፀእስፐስፊኬሽንመሰረትትክከለኛምኮኑምሰተረጋገፀኣታዊገይሩገንዘብዝወስድን::
- መክበሪዉዕሊ10%ካብዘሸነፎዓይነትንበረትብCPOክተሕዝዝከአልንኣብዉሽጢ2ተናይስራሕመዓልቲዉዕሊዝአስርን::
- ካብቲዝፍፀምግዝኢት 20%ምዉሳኽንምቕናስንዝከኣልምኮኑ::
- አብዚጨረታከጭበርብርዝሞከረነጋዳይካብጨረታዉጭከምዝከዉንንጨረታመኸበሪዘትሐዞገንዘብናብካዝናኣተዊኮይኑኣብካልኣትጨረታከምዘይሳተፍንብሕጊ’ ዉንተሐታቲምኮኑክፈልጥአለዎ::
- ልዕሊ 10000 /ዓሰርተሽሕ/ብርአሸናፊዝኮነነጋዳይ2%ዊዝሆልዲንግዝኸፍል::
- ዉዕሊመክበሪፀኒዑዝፀንሐሉብተከታታሊ30 መዓልቲይኸዉን::
- መ/ቤትናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡእቲጨረታብመሉእይኹንብኽፋልናይምሰራዝመሰሉዝተሐለወእዩ::