ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቢሮልምዓትከተማንንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ኣብ 2007 ዓ/ም በጀትዓመት ንመዓልቲ ሓርበኛታት ከተማታት ትግራይ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ በዝሒ 1500 ብግልፂ ጨረታኣወዳዲሩክዕድግ ይደሊ :: ስለዚኣብዚጨረታክትወዳደሩእትደልዩነጋዶዝስዕብረቆሓታትክተማልኡይግባእ::
- ናይ2007 ዓ/ም በቲ ዘርፊ ዝተሓደስንግዲፍቃድክተቅረቡእትክእሉ ኣብ ምፍራይ ብሉኬትን ቱቦታት ዝተዋፈሩ ደቐቅቲ ንግዲ ትካላት::
- ናይግብሪከፋላይመለለይቑፅሪዝተመዝገብኩምን Tin ሰርቲፊኬትክተቅርቡ እትክእሉ::
- ቫተ ሰርቲፌኬትን ዘለኩምን ናይወርሒ መጋበት 2007 ዓ/ም ዲክለርዝገበርክምሉ መረዳእታ እተቅረቡ::
- ናይ2007 ዓ/ምዝተሐደሰናይመቅረባይነትሰርትፈኬትእተቕርቡ እትክእሉ::
- ናይ ኤጀንሴ ደኣንት ድጋፍ ሰርትፍኬት ክተቅርቡ እትክእሉ::
- ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝአሰርኩምዎ ቲሸርት ምስ ቆቢዑ ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩም ብዝቐረበ ስፐስፊኬሽን መሰረት ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ክተቕርቡ እትክእሉ::
- መወዳደሪደኩመንትስርዝድልዝዘይብሉሽምንኣድራሻንዘለዎናይቲትካልማህተምፌርማንክህልዎይግባእ::
- ተጫረትቲ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 30.00 /ሰላሳ ብር /ካብ ቢሮልምዓት ከተማን ንግድንኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲ ዕዳጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 49 ብምግዛእ ካብ 14/09/2007ዓ/ም ክሳብ28/09/2007 ሰዓት 4:00 ኣታዊ ምግባር ትክእሉ::
- ተጫረትቲናይጨረታዉሕስናምክባርብር3000.00ሰለስተሽሕብርብ CPO ከትሕዙእትክእሉ::
- እቲ እትወዳደርሉ ጨረታ ናይቲ ዘሸነፍኩምዎ ዋጋ ልዕሊ 5000.00 ሓሙሽተ ሽሕ ብር እንተበፂሑ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግን ኣብ ቢሮ ተቖፃሪ አታዊ እግበር ምኻኑ ክፈልጥ ይግባእ::
- እቲጨረታዕለት28/09/2007 ዓ/ምልክዕሰዓት4:30 ተዓፂዩብተመሳሳሊዕለትሰዓት 8:30ኣብቢሮልምዓት ከተማ ንግድን ኢንድስትሪን ክልል ትግራይ ከይዲስራሕ ዕዳጋንፋይናንስን ንብረትምምሕዳርን ኣብ ኮምፕሌክስ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 49 ተጫረትቲወይሕጋዊወከልቶምኣብዘለዉሉ ይክፈት::
- ቢሮናዝሐሸመማረፂእንተረኪቡብሙሉእኮነብክፋልናይምስራዝመሰሉዝትሐለወእዩ::
- ንተወሳኪሐበሬታብስልኪቑፅሪ0344418589 ደዊልኩም ክትረክቡና ትኽእሉ ::