የኢሮብ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ናይ 2010 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግድን ግብሪ መንግስቲ ዝከፈለ ክኮኑ አለዎም

2 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን መቅረባይነት ምስክር ወረቀትን ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪን ካልኣት ዘለድልዩ ሰነዳትን ቅዳሕ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ ሓምለ ሒሳብ ዘወራድክምሉ መረዳእታ ክተቅረቡ እትክሉ

4 ጨረታ ካብ ዝወፀሉ 19 ሓምለ 2010 ዓም ክሳብ 4 ነሓሰ 2010 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ሰነደ ጨረታ ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብዝተዓሸገ ፖስት ዋናን ቅዳሕን ምእታዉ ይከኣል

5 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ንጋራጅ 5000 ቅርሺ : መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት 2500 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6 መረጋገፂ ብቅዓት ጋራጅ ዝምልከት ወረቀት ምስክር ዋናን ቅዳሕን ክተትሕዙ አለኩም

7 ጨረታ ሰዓራይ ዉዕሊ ንክኣስር ምስተነገሮ አብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስር

8 መከበሪ ዉዕሊ ጨረታ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዋጋ ብጥረ ገንዝብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዝ ዝኸእል

9 ኣብ እዋን ዝርዝር መለዋወጢ ኣቅሑት ብባርት ናምበር ክሓትት አለዎ እዚ ንጋራጅ ተጫረቲ እዩ

10 እቲ ጨረታ 4 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዮ በቲ ዕለት 4 ነሓሰ 2010 ዓም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኢሮብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ ዶሃን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉዉ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0343450110 / 0343450112 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል