የዓድዋ ከተማ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ዝሐተደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ : መረዳታ መቅራባይነት : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ 2009 ዓም ግብሪ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተጫረቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ምዝጉባትን ናይ ወርሒ ሚያዝያ 2010 ዓም ሒሳብ ዘፍለጡን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ንምዉሳድ ንነብሰወከፍ ሰነድ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ እነዳከፈልኩም ምዉሳድ ትክእሉ

5 መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ክትሕዙ አለዎም

6 ሰዓራይ ተጫራታይ ንዝስዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብቲ ቤት ፅሕፈት ከቅርብ አለዎ

7 2 % ዊዝ ሆልዲንግ ማለት እዉን ቅድመ ክፍሊት ግብሪ ክከፍል ፍቃደኛ ዝኮነ

8 ጨረታ 11 ሰነ 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ ኣመራፂ እንተረኪቡ እዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0347712321 ወይድማ 0347712160 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል