ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ሎት- 5

ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ንምርምር ስራሕቲ ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ሕርሻን ህንፃን መሳርሒ ብመደበኛን ምርምር ስርፀትን በጀት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ናይ ህንፃ መሳርሒ( ሎት -1) : ባሃርዛፍ  (ሎት -2): ብሎኬት (ሎት- 4) :ናይ ንህቢ መሳርሒን (ሎት-5) ፀፀር,እምኒ,ሕፃን (ሎት -3)

በዚ መሰረት ተወዳደርቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ናይዚ ዘበን ግብሪ መንግስቲ ዝኸፈሉ ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱ ቲን  ቑፅሪ ዘለዎም ቫት ዝተመዝገቡ ምካኖም መረዳእታ ዘቕርቡን ናይ ወርሒ ጥሪ 2007 ዓ/ም ናይ ተወሳኺ እሴት ታክስ(VAT) ዲክለር ዝተገበሮ መረዳእታ ኣብ ጨረታ ሰነድ ክተሓሓዝ አለዎ::

2 ናይ ጨረታ መኽበሪ ቢድ ቦንድ ብሽም ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ዝተሰርሐ ናይ 4,000 ብር ስፒኦ  ክትሕዙ ዝኽእሉ ኦርጅናልን ኮፒን ናይ ጨረታ ዶክመንት ብሽምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ከቕርቡ ዝኽእሉ::

3 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ዶክመንት ካብ ዕለት 19 /07/2007 ዓ/ም ጀሚሩ አብ ማእኸል ምርምር ሕርሻ መቐለ ቢሮ ቑፅሪ 24 ብምምፃእ ዘይምለስ ብር 30 /ሰላሳ/ ብምክፋል ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ዶክመንት ክሳብ ዕለት 06/08/07 ዓ/ም ዘሎ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቕ ምእታዉ ይኽኣል::

4 ኣብ ዝቐረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ::

5 እቲ ጨረታ ዕለት 06/08/2007 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ አብቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረኸበሉ ይኽፈት::

6 ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብምትሓዝ ካብ ዘአተወሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ንብረት ኣታዊ ይገብር::

7 እቲ ቢሮ ካብቲ ዝተዘርዘረ መጠን ንብረት ክሳብ 20% ምውሳኽን ናይ ምቕናስን መሰል አለዎ::

8 ተጫራታይ ግልፂ ኣብ ዘይኾነሎመ ነጥብታት መብርሂ ወይ መመሐየሺ ሕቶ ከቅ ከቕርቡ  ዝክእሉ ጨረታ ዝኽፈተሉ  እዋን ቅድሚ ምብፅሑ ይኸዉን::

9 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ንተወሳኪ ሐበሬታ ማእኸል ምርምር  ሕርሻ መቐለ ፋይናንስን ዕዳጋ ንብረት ምምሕዳር ምሕታት ይከኣል

ኣድራሻ ማእኸል ምርምር ሕረሻ መቐለ              ዒላላ ታፈረ ስብሓት መናፈሻ ፊት ንፊት

ስልኪ ቑፅሪ 03 44 40 80 29