የላዕላይ አድያቦ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

ሎት ሓደዳይቨርሽንዊዝ ክሮሲንግካነል ኮንስትራክሽን ዝስረሐሉ ቦታ ኣብ ጣቢያ ዓዲ ንግስቲ ፍሉይ ቦታ ማይ ኩመል ንህንፀት ዝወስዶ ግዜ 65 መዓልታት ካላንደር ሓዊሱ ዝሰርሐሉ ዘፍር ስራሕቲ ብደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላት ንግዲ ናይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 9

ሎት ክልተ ሄረወርክ ፅገና ምስ ካነሉ ኮንስትራክሽን ዝስረሐሉ ቦታ ጣቢያ ማይ ኣንበሳ ናይ ስራሕ ፍሉይ ቦታ ማይ ኩሖ ንህንፀት ዝወስዶ ግዜ 80 መዓልታት ካላንደር ሓዊሱ ዝሰርሐሉ ዘፍር ስራሕቲ ብደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላት ንግዲ ናይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 9

ሎት ሰለስተ ክሮሲንግ ምስ ካናል ኮንስትራክሽን ዝስርሐሉ ጣቢያ ምድረ ፋላሲትን ዓዲ ግዳድን ፍሉይ ቦታ ደሴት ንህንፀት ዝወስዶ ግዜ 70 መዓልታት ካላንደር ሓዊሱ ዝሰርሐሉ ዘፍር ስራሕቲ ብደቀቅቲን ኣናእሸተይን ትካላት ንግዲ ናይ ኮንስትራክሽን ደረጃ 9

መዘካካሪ ተጫረቲ ካብ ሎት ሐደ ክሳብ ሎት ሰለስተ ተዘርዚሮም ዘለዉ ፕሮጀክትታት ናይ በጀት ሕፅረት እንተጋጢሙ ብናይ ማይ ሃፍቲ ምርጫ መሰረት ቅድምያ ንህብ ምካና ንገልፅ

1 ናይ 2009 ዓምግብሪዝከፈለ

2 ናይ 2010 ዓምፍቃድንግዲዘሐደሰ

3 ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ስራሕ ፍቃድ ክተቅርቡ እትክእሉ መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ናይ መቅረባይ ምስክርወረቀትዝተሓደሰከቅርብዝክእል

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2010 ዓም ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 ንሎት 1, 2, ን3 እተቅርብዎምሰነድጨረታሓደዋናንክልተቅዳሕንበበይኖምተዓሺጎምክቀርቡአለዎም

6 መከበሪጨረታንሕድሕድ ሎት 1, 2, ን 3 ንብስወከፎም 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ተጫረቲ መከበሪ ጨረታ ዝምለሰሎም ሰዓራይ ዉዕሊ ምስ ኣስረ ይከዉን

8 ተጫረቲ ከይዲጨረታ ብዘይአግባብ ንመዝባዕ ምፍታን ብሕጊ ዘሕትትን ጨረታ ከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዘስዕብ ስጎምቲ ምካኑ ክፈልጡ ይግባእ

9 ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደራይ ናይ ደቀቅቲን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ዋና ሰነዱ ከትሕዝ ይግብእ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 40 ማዓልቲት ይከዉን

11 ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ እንትምላእ አድራሻ ፊርማ ማሕተም ክዓርፎ አለዎ

12 ሕድሕድ ጨረታ እንትምላእ በቲ ዝቀረበ መዘርዝር ክምላእ አለዎ ናይ ባዕልካ መዘርዝ ምእታዉ አይፍቀድን

13 እቲ ሰነድ እንትምላእ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉንእንተሃሊዎፊርማክዓርፎአለዎ

14 እቲቤትፅሕፈትነዚጨረታብክፋልይኩንብሙሉእናይምስራዝመሰሉዝተሓለወእዩ

15 ኣብ ማይተንከፍእትወዳደሩእቲቤትፅሕፈትጨረታምስተከፈተከምአድላይነቱናይቲዝስራሕስራሕ 25 % ክዉስክ ወይ ክቅንስይክእል

16 ሰነድ ጨረታ ዝካየደሉ 19 የካቲት 2010 ዓም ክሳብ 3 መጋቢት 2010 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ደጋፋ ከይዲ ስራሕን ዕደጋን ፋይናንስን ምምሕደር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 20ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ዘይምለሰ 60 ቅርሺ እናከፈልኩም ምዉሰድ ይከኣል

17 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ 4 መጋቢት 2010 ዓም ሰዓት 3:30 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት ዝኮነ ይኩን ተጫራታይ ኣብ ማህደሩ ናይ ስራሕቲ መጠንቀቅታ ምጉታት ዘይብሉን ናይ ምጭብርባር ተግባር ዘይፈፀመ ከምእዉን ኣብ ግዕዝይና ይኩን ኣብ ምምሽጣር ኢድ ዘይብሉ ክከዉን ይግባእ

ንተወሳኪሐበሬታብቁፅሪስልኪ 0344320094 ደዊልካምሕታትይከኣል