የኮረም ከተማ መዘጋጃ ቤት

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ክትጫረቱ ይዕድም

2 እቲ ጨረታ ካብ ዕለት 28 ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 13 ለካቲት ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8:30 ይክፈት ኣብ ቤት መዘጋጃ ኮረም ይክፈት

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈትና ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ከማልእዎም ዝክእሉ ካብ መምርሒ ተጫረቲ ክሪኢዩ ይክእሉ

5 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ንሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0345510468 /0914517714 /0967740199