የኣስገደ ፅምብላ ወረዳ እቅድና ፋይናንስ ጽህፈት ቤት

1 ብማይ ተክከፍ ስራሕቲ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ዘለዎ ግበሪ መንግስቲ ከፊሉ ናይ 2010 ዓም ፈቃድ ንግዲ ዘሐደሰ

2 ኣብ ከፈላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝበ ናይ ወርሒ ሕዳር 2010 ዓም ሒሳብ ዘወራደርሉን መረዳእታ ዘቅርብ

3 ኣብ ማይ ተንከፈ ኮንስተራክሽን ስራሐቲ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዘለዎን ናይ 2010 ዝተመዝገበን ዘሐደሰን

4 ተወዳደርቲ ቅድሚ ፕሮፎርማ ምክፍቱ ናይ ፕሮፎርማ ዉሕስና መከበሪ ቢድ ቦንድ ንነብስወከፍ ቼክ ዳም 3000 ቅርሺ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5 ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ፕሮፎርማ ካብ ዝተጋወሐሉ ንሕድሕድ ቼክ ዳማ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ፕሮፈርማ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ አስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ክትወስዱ ትክእሉ

6 ተወዳደርቲ ዝመለእዎ ዋጋ ፕሮፎርማ ሰነድ ጨረታ ፋይናንሻል ንነብስወከፍ ፕሮጀክት ሐደ ፖስታ ዋና ክልተ ቅዳሕ በበይኖም ብፖስታ ተዓሺጎም ናይ ዝወዳደርሉ ፕሮጀክት ብማረከር ሽም ብምፃሓፍ ማሕተም ብምገባር መሊሶም ብሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናይ ዝዳደርሉ ፕሮጀክት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ብማርከር ብምፅሓፍ ማሕተም ብምግባር ፕሮፎርማ ሰነዶም ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕርፎርማ ኣታዊ ክትገብሩ ትክእሉ

7 እቲ ቴክኒካል መዐቀኒ ፕሮፎርማ ፋይናንሻል ዕለት 18 ጥሪ 2010 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ቴክኒካል ፖስታ ተከፊቲ ምስተገምገመ ፋይናንሻል ሰነድ ተሪኡ በዚ ዕለት ሰዓት 8:00 ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ይክፈት

8 እቲ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዝ 30 መዓልቲ ኮይኑ ዝሰዓረ ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ጀሚሩ ንቼክ ዳም ኣብ ዉሽጢ 90 መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉ ብዲዛይን ዝርዝር መዐቀኒ ሰሪሑ ከቅርብ ዝክእል

9 ዝተረፈ ናይ ጨረታ መመርሒ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ይርኣዩ

10 ቤት ፅሕፈትና ንዘዉፀኦ ፕሮፎርማ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ፕሮፎማ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ተጫራቲ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ወይንም ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ንሕድሕድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ኣስገደ ፅምብላ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0346610255 ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።