ፍር ስዋኣት የንግድ ስራዎች ኋላ/የተወ/የግ/ማ

1 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይመለስ ብር 100 ብምክፋል ካብ ትካልና ምግዛእ ይከኣል

2 ተጫረቲ እቲ ዋጋ ዝቀረበ ኤንቨሎፕ ብመጣበቂ ተዓሺጉ እቲ ማስታወቂያ ብዝወፀሉ ኣብ 10 ተከታተልቲ ናይ ሰራሕ መዓለቲ ብዝተዳለወ ሳንዱቅ እቲ ጨረታ ክእቱ አለዎም

3 እቲ ጨረታ ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወኪላቶም አብ ዘለዉዎ እቲ ጨረታ ብፅበሐ 4:30 ሰዓት ኣብ ትካል ዋና ቤት ፅሕፈት አብላይዘንአፊስነ ብዕለት ይክፈት

4 ሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ 40% ብናይ ባንኪ ክፍሊት መአዘዚ ስፒኦ ምትሓዝ አለዎ

5 እቲ ጨረታምስተከፈተ ተሰዓርቲ ንጨረታ ዘተሕዝዎ ገንዘብ ሽኡ ንሽኡ ይምለሰሎም

6 ተጫረቲ ናይ መኪና ኩነታትን ዓይነታተን ምርኣይ እነተደለዩም እቲ ጨረታ ብጋዜጣ ካብ ዝወፀሉ እዋን ጀሚሩ ካብ ትራንስ ኢትዩጰያ ግቢ እቲ ብስራሕ ሰዓት ብምክያድ ምርኣይ ይክእሉ

7 እቲ ትካል ካሊእ አማራፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ጨረታ ዝኣትዉሉ መቐለ ፍረስዋት ስራሕቲ ንግዲ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ቢሮ ቁፀሪ 1 ወይ ኣዲስ አበባ ላይዘነ ኦፊስ ስተድዩ ፊት ንፊት ኣፓርታማ ጊዩን ፋሽን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 10 እዩ

9 ጨረታ ዝፀንሐሉ ግዜ ከብ 4/5/2010 ዓም ክሳብ 15/5/2010 ዓም

0914728662/0344415254