የትግራይ ክልል የከተማ መሬትና መሬት ነክ ንብረት ምዝገባና መረጃ ኤጀንሲ

  • 1ንናይ ኤሌክትሮኒክስ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 229 ብምምፃእ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
  • 2መከበሪ ጨረታ 4000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ዉሕስና ከቅርቡ አለዎም
  • 3ተጫረቲ ሕጋዊ ግብሪ ዝከፈልሉ ናይ 2010 ዓም ፍቃድ ዘሐደሱን መረዳእታ ምዝገባ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዘቅረቡን
  • 4በቢወርሑ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ከቅረቡ ዝክእሉ
  • 5ግልፂ ጨረታ ካብ ካብ 1ጥሪ 2010 ዓም ክሳብ 17 ጥሪ 2010 ዓም ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
  • 6እቲ ጨረታ 18 ጥሪ 2010 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ሰዓት 8:30 ይክፈት ሰነድ ጨረታ ብምዕሻግ ናብ ሳንዱቅ ጨረታ ከእተዉ አለዎም
  • 7እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 60 መዓልቲ ይከዉን
  • 8እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ዉይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  • 9ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342405423
  • 10ኣድራሻና ኤጀንሲ ምዝገባን መረዳእታን ትሕዝቶ መሬት ከተማ ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ኮምፕሊከስ ህንፃ 3ይ ብሎክ 2ይ ደብሪ ብሮ ቁፅሪ 229 መቐለ