ትግራይ የውሃ ስራዎች ጥናት, ዲዛይንና ቁጥጥር ድርጅት

  • ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርረቲ ዘይምለስ 20 ብር ብምክፋል ትካል ዘዳለዎ ጨረታ ሰነድ ብምዕዳግ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትክእሉ::

2 ናይ መቅረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሐዘ ኮፒ ከተታሓሕዙ ትኽእሉ::

3 ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ክተቅርቡ እትክእሉን እተቅርብዎ ዋጋ ቫት ዝሐወሰን ክከዉን አለዎ

4 ናይ ጨረታ መኽበሪ 3000 ብ CPO ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእል::

5 ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ 10% ዉዕሊ መክበሪ ብምትሓዝ ዉዕሊ ካብ ዝአሰሩ አብ ዉሸጢ 15 መዓልቲ ኣጠቃሊሎም ኣታዊ ይገብሩ

6 መቅረባይ ከይፈፀም ካብ ዝተረፈ ጠቅላላ ናይቲ ዉዕሊ ዋጋ በብመዓልቲ 0.1% ወይ 1/1000 ቅፅዓት ዝከፍል ምካኑ ፈሊጡ ንብረት ብእዋኑ ከእቱ ይግባእ

7 ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 29/02/2010 - 15/03/2010ዓ/ም ኮይኑ ኣብ ናይ መወዳእታ መዓልቲ ልክዕ ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ድሕሪ ቀትሪ ሰዓት 9:00 ይኽፈት::

8 ትካልና ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዘ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

  • Â ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስቑ 0344418556 ወይም 0910115362 ምርካብ ይካአል እዩ::