ኒኮላስ ሮቢንስን ትምህርት ቤት

1 ምስክር ወረቀት ናይ መቅረባይነት ዘለዎ

2 ቲን ቁፅሪ ዘለዎ

3 ቲኦቲ /TOT/ ወይ ቫት /VAT/ ምዝገባ ቫት ኮይኑ ሕጋዊ ደረሰኝ ዘቅርብ

4 ንመክበሪ ጨረታ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 2% ስፒኦ ክትሕዝ ዝክእል ኣብቲ ጨረታ ይሳተፍ

5 ሰነድ ጨረታ ብር 20 ብምክፋል ካብ ቤት ት/ትና ተሓዚት ገንዝብ ምዕዳግ ይከአል

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ 22/2/2010 ዓም ክሳብ 29/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 22/2/2010 ዓም ሰዓት 7:20 ተዓሺጉ በቲ ዕለት 7:30 ይክፈት

8 እቲ ትካል እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ኣራሻና ዓዲ ሽንዱሕን ህንፃ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ እትዉ ኢልካ እንትከዉን ስልኪ ቁፅሪ 034240138