ብመሰረት እዚ ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ንግደ ፍቃድ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅርን ካሊእ አድላይ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
- ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ አብ ስራሕ ሰዓት ብር 20 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ክፍሊ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ምዉሳድ ይክእሉ
- እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ምስ ሰዓረ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ናብ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ አለዎ
- እቲ ጨረታ 4 ሕዳር 2010 ዓ:ም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይኽፈት
- እቲ ጨረታ አብ ዝክፈተሉ ግዘ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
- እቲ ኢንተርፕራይዝ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬተ 0344416727