ጨረታ ምልክታ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ ንሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕሉ መካይን ላንድክሮዘር ሚቲስቡሺ ዝኸዉን ናይ መለዋወጥ ኣቅሓ/ እስፔር ፓርት / ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ :: ስለዚ ነዚ ኣብ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒ ዝተማልኡ ነጋዶ ንክትጫረቱ ንዕድም::
-
ቲን መፍለይ ቁፅሪን መቅረባይነትን ዘለዎን::
-
ቫት ረጅስተር ዝኾነ::
-
ጨረታ መኽበሪ ብር 3000 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
-
ጨረታ ሰነድ 30 ብር ብምክፋል ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ
-
2 % ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
-
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 30 /04/ 07 ዓ/ም እስካብ 14 /05/ 07 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
-
ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓት 5:30 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 14 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓተ 8:00 ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
-
ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን::
-
ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
-
እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
-
እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
ምተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::