ጨረታ ምልክታ
ለምለም ካርል ሆስፒታል ማይጨዉ አብ 2007 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ግሪነሪ ስራሕቲ ኣወዳደሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ታሐቲ ዝተዘርዘሩ ረቆሒታት እተማልኡ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም::
-
ተወዳደረቲ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈለን::
-
ተወዳደረቲ ቲኦቲ ወይ ቫት ተመዝገብቲ እንተኮይኖም አብ መወዳደሪ ዋገኦም ናይ ቲኦቲ ወይ ቫት ዋጋ ከካተቱ አለዎም
-
ቲን መፍለይ ቁፅሪን ዘለዎን::
-
ጨረታ መኽበሪ ብር 500 ጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእልን::
-
ጨረታ ሰነድ ካብ ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር መፂእኩም ትወስዱ እትኽእሉ ምኻንኵም ንገልፅ::
-
2 % ዊዝ ሆልዲንግ ታክሲ ክኸፍል ዝክእል::
-
ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ እዋን ዕለት 30 /04/ 07 ዓ/ም እስካብ 14 /05/ 07 ዓ/ም አብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ይኸዉን::
-
ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 14 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓት 5:30 እንትኸዉን ጨረታ ዝኽፈተሉ ደማ 14 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓተ 8:00 ለምለም ካርል ሆ/ል/ ዕ/ ፋ/ን /ምም/ ር ይኸዉን::
-
ጨረታ እንትክፈት ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዝተረከብሉ ይኸፈት::
-
ጨረታ ሰዓራይ ምኻኑ ካብ ዝተነገሮሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ክአስር ዝክእል::
-
በቲ ሆስፒታል ዘዉፅኦ ዲዛይን መሰረተ ክሰርሒ አለዎም::
-
እቲ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ተቀባልነት ኣይህልዎን::
-
እቲ ጨረታ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልዉ እዩ::
ምተሓሳሰቢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0348770023 ይደዉሉ::