ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቓላሚኖ ፉሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ብግለፂ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክትዕድግ ትደሊ ::
1 ንተምሃሮ ቀለብ ግልጋሎት ዝዉዕል በርበረ ዛላ
2 ናይ ህንፃ መሳርሒን ማይ ቦንቦ መቀያየሪ ኣቑሕት
3 ናይ ኤሌክትሲቲ ኣቑሑት
4 ኮምፒተር ምስ ኣክሰሰሪኡን ናይ ኢምተርኔት ኣቑሑት ኬብላትን
5 ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላመዳርያኡ ኮይኖም ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደረቲ
1 ናይ 2007 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ
ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍላል በርበረ ዛላ
2 ናይ ህንፃ መሳርሒን ማይ ቦንቦ መቀያየሪ ኣቑሕት
3 ናይ ኤሌክትሲቲ ኣቑሑት
4 ኮምፒተር ምስ ኣክሰሰሪኡን ናይ ኢምተርኔት ኣቑሑት ኬብላትን
5 ናይ መካይን ጎማ ምስ ካላመዳርያኡ ኮይኖም ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደሊዩ ተወዳደረቲ
1 ናይ 2007 ዓም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደሰ
2 ናይ ግብሪ ከፋልነት መፍላይ ቑፅሪ (TIN NO) መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል
3 ቫት ተመዝገብቲ ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ሕዳር ወርሒ ዲክላራስዩን ከቅርብ ዝኽእል::
4 ናይ 2007 ዓ/ም ዝተሐደሰ መቕረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል::
5 ንሕድሕድ ናይቲ ጨረታ መክበሪ ቢድ ቦንድ ብዝስዕብ ዝርዝር ይኸዉን::
ንበርበረ ብር 2850
ኤሌክትሲት ኣቑሑት ብር 1000
ኮምፒተር ምስ ኣክሰሰሪኡን ናይ ኢንተርኔት ኣቑሑትን ኬብላትን ብር 4000
መካይን ጎማ ምስ ካላመዳርያኡ ብር 800 ኾይኑ ብቓላሚኖ ፉሉይ 2 ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ሽም ብ CPO /ብጥረ ገንዝብ / ከትሕዝ ዝኽእል::
6 ቤት ትምህርትና ንክግዛእ ካብ ዝሐተቶ 20 % ክትዉስኽ ወይ ድማ ክትቅንስ ትኽእል እያ::
7 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 15. 00 /ዓሰርተ ሓሙሽተ ቅርሺ / ጥራሕ ብምኽፋል ካብ ቓላሚኖ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ 45 ክወስድ ዝክእል::
8 ዘይንበብ ፎቶኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘሎዎ መረዳእታ ፈፂሙ ተቐባልነት የብሉን::
9 ናይቲ ዕድጊት ዝርዝር ድሌት መግለፂ ቤት ትምህርቲ ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥዒ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ተቐባልነት የብሉን::
10 እዚ ጨረታ ኣብ መንጎ ሰዓራይን ቤት ትምህትናን ከም ዉዕሊ የገልግል
11 እዚ ጨረታ ታሕሳስ 23 /04 / 2007 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ኣብ ቓላሚኖ ቤት ትምህርቲ ቢሮ ቑፅሪ 35 ኩሎም ተወዳደረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላቶመ አብ ዝተረኸብሉ ይኽፈት::
12 ቤት ትምህርትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺባ ብኽፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሐለወ እዩ::
13 ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0345591488 / 09 14 77 92 11 ምድዋል ይካኣል እዩ ::