ፍር ስዋኣት የንግድ ስራዎች ኋላ/የተወ/የግ/ማ

ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መስፈርታት እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም ተመዝገብቲ ቫት ዝኮንኩም

2 መግዝኢ ሰነድ 50 ቅርሺ ብምክፋል ክሳብ ዕለት 05/ 04/ 2009 ዓም ምዉሳድ ትክእሉ

3 ጨረታ ዝዕፀወሉ 05/ 04 /2009 ዓም ሰዓት 4:00

ጨረታ ዝክፈተሉ 05 /04/ 2009 ዓም ሰዓት 4:30

ኣድራሻ መቐለ ቀበሌ 03 ጥቃ ቢሮ ማይ ሃፍቲ ክልል ትግራይ Â

ንዝበለፀ ሐበሬታ

ስልኪ 0914723841Â ወይም 0914727888Â